ኣሜሪካ ንስደተኛታት ምስ ሜክሲኮ ዘዳውባ ዶብ ዓጽያ
Published
ሜክሲኮ፡ ናብ ኣሜሪካ ብሓይሊ ክሰግሩ ዝፈተኑ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ከም እትሰጉግ ኣፍሊጣ። ፕሬዚደንት ዩናይትድ ስቴትስ ዶናልድ ትራምፕ፡ ነቶም ስደተኛታት ''ወረርቲ" ክብል ገሊጽዎም። ነዚ ተግባር ንምግታእ ድማ ኣስታት 5800 ወተሃደራት ናብቲ ከባቢ ኣዋፊሩ ኣሎ።