ምንቅጥቃጥ መሬት ዘይዓጀቦ ኢማም!
Published
ኣብ ኢንዶኖዥያ ኣዝዩ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ስለዘጋጠመ ሓንቲ ደሴት ኣዝያ ተሃስያ ልዕሊ 90 ሰባት ድማ ሞይቶም። እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዘጋጠመሉ እዋን ኣብ ጸሎት ዝነበሩ ሰባት ፈሪሖም ክሃድሙ እንከለዉ ሓደ ኢማም ግና ወይ ከ መናዕ ኣይበለን።