እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ምስ ኣዝዩ ተፈታዊ መግቢ ቬትናማውያን ክነላልየኩም!
Published
መግቢ ፈ ኣብ ቬትናም ኣዝዩ ተፈታውን ምቑርን እዩ። ብፍላይ ኣብ እዋን ኵናት ቬትናም ኣብ እንዳ ቤት ብልዕታት መንግስቲ ዝውትር ከምዝነበረ መዛግብቲ ታሪኽ የረድኡ። ንምዃኑ እቲ መግቢ ብኸመይ እዩ ዝዳሎ?