ምስ ኣዝዩ ተፈታዊ መግቢ ቬትናማውያን ክነላልየኩም!

መግለጺ ቪድዮ, ምስ ኣዝዩ ተፈታዊ መግቢ ቬትናማውያን ክነላልየኩም!
Published

መግቢ ፈ ኣብ ቬትናም ኣዝዩ ተፈታውን ምቑርን እዩ። ብፍላይ ኣብ እዋን ኵናት ቬትናም ኣብ እንዳ ቤት ብልዕታት መንግስቲ ዝውትር ከምዝነበረ መዛግብቲ ታሪኽ የረድኡ። ንምዃኑ እቲ መግቢ ብኸመይ እዩ ዝዳሎ?