ንናይ ኣዴኹም ቋንቋ ክሳብ ክንደየናይ ትሕለቑ?

መግለጺ ቪድዮ, ንናይ ኣዴኹም ቋንቋ ክሳብ ክንደየናይ ትሕለቑ?
Published

በብዓመቱ መዓልቲ ቋንቋ ኣዶ ወይ እውን ኣፍ መፍትሒ ቋንቋ ይኽበር'ዩ። እዚ በዓል ዝኽበር ኣብ ሓደጋ ምጥፋእ ንዝርከቡ ቋንቋታት ንምዝካር እዩ።

ንሕና'ውን ንሰራሕተኛታት ቢቢሲ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብናይ ኣደታቶም ቋንቋ ናይ ቴክኖሎጂ ቃላት ሓቲትና ኣለና።