ጉዕዞ ፖለቲካ እሁሩ ኬንያታ ካበይ ናበይ?
Published
ካብ 1990 ዓ/ም/ፈ ጀሚሩ ናብ ፖለቲካ ዓለም ዝተጸምበረ ፕሬዚደንት እሁሩ ኬንያታ ኣብ ዳግማይ ፕሬዚደንታዊ መረጻ ከምዝተዓወተ ኣዊጁ።
እሁሩ ኬንያታ ብሰንኪ ድሕረ መረጻ 2007 ዓ/ም/ፈ ዘጋጠመ ቅልውላዉ ፖለቲካ ናብ ዓለም ለኸ መጋባእያ ገበን ቀሪቡ ምንባሩ ዝዝከር እዩ።