መሃዝቲ ቢቢሲ፡ ኮኾብ ፈጣሪት ስራሕ ሰገን

መግለጺ ቪድዮ, መሃዝቲ ቢቢሲ፡ጉሓፍ ናብ ረብሓ ዝቐየረት ሰገን
Published

ጓል 10 ዓመት ፓኪስታናዊት ሰገን ዚማል ኡመር፡ ኣብ ሃገራ ዝረአ ፀገም ጉሓፍ ንምፅራይ፡ ዝተጓሕፈ ነገራት ኣኪባ፡ ናይ ውህብቶ ቦርሳታት ትሰርሖም። ፍርያታ ሸይጣ ዝረኸበቶ ትርፊ ድማ፡ ኣብ ከባቢኣ ንዝርከቡ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትልግስ።