'መናእሰይ ፎቖዶ በረኻታት የመንን ስዑድን ይጠፍኡ'ለዉ'።

መግለጺ ቪድዮ, መናእሰይ ፎቖዶ በረኻታት የመንን ስዑድን ይጠፍኡ'ለዉ።
Published

ኣብ ስዑዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ማእሰርቲ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ጉዳይ ፍርዶም ዝከታተል ከምዘይብሎም ይዛረቡ።