ሕማም ነድሪ ሳምቡእ፡ ህፃናት እኹል ኣየር ከይስሕቡ ይገብር።

መግለጺ ቪድዮ, ሕማም ነድሪ ሳምቡእ፡ ህፃናት እኹል ኣየር ከይስሕቡ ይገብር።
Published

ዘገልገሉ ናይ ሻምፖ ጥርሙዝ፣ ቱቦታት ላስቲክ፣ማይን፡ ህይወት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ህፃናት ዓለም ከድሕን ይኽእል ዶ? ባንግላዲሻዊ ዶክተር ሞሓመድ ጆባየር ቺሲቲ፡ ብሕማም ነድሪ ሳንቡእ ምትንፋስ ንዘይኽእሉ ህፃናት፡ እትሕግዝ መሳርሒት ምሂዞም ኣለዉ።