ኣብ ኢድ ዝተዓጠቑ ጒሒላታት ዝወደቐት ደቡብ ኣፍሪካዊት ተምሃሪት መመረቒ ፅሑፋ ንዘይምስኣን ተቓሊሳ።

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኢድ ዝተዓጠቑ ጒሒላታት ዝወደቐት ደቡብ ኣፍሪካዊት ተምሃሪት መመረቒ ፅሑፋ ንዘይምስኣን ተቓሊሳ።
Published

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብካሜራ ሓለዋ ዝተቐረፀ ምስሊ ሓንቲ ተምሃሪት መመረቒ ፅሑፋ ዝሓዘ ቦርስኣ ንዘይምሃብ ምስ ጒሒላታት ዝገበረቶ ቃልሲ የርእይ። ቦርስኣ ብሕታዊ ቅዳሕ ፅሑፋ ዝሓዘ ሃርድ ድራይቭ ነይርዎ።

ምስሊ ብቢሮ ምርመራ ደቡብ ኣፍሪካ