“ኣብ ቓዛ ውሑስ ዝበሃል ቦታ የለን” ቓዛውያን ተመዛበልቲ

መግለጺ ቪድዮ, “ኣብ ቓዛ ውሑስ ዝበሃል ቦታ የለን” ቓዛውያን ተመዛበልቲ
“ኣብ ቓዛ ውሑስ ዝበሃል ቦታ የለን” ቓዛውያን ተመዛበልቲ
Published

ካብ ቓዛ ናብ ግብጺ ዘውጽእ ዶብ ራፋሕ ዋላ’ኳ ዕጽው እንተኾነ፡ ኣሽሓት ቓዛውያን ግን ካብ መጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ንምህዳም ካብ ምግዓዝ ዓዲ ኣይወዓሉን። እስራኤል ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ቓዛውያን ካብታ ከተማ ክወጽኡ ምእዛዛ ዝዝከር እዩ።