ኣብ ኢንዶነዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 160 ሰባት ሞይቶም

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኢንዶነዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 160 ሰባት ሞይቶም
ኣብ ኢንዶነዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 160 ሰባት ሞይቶም
Published

ኣብ ኢንዶነዥያ ደሴት ጃቫ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 160 ሰባት ከምዝሞቱን ብኣማኢት ዝቑጸሩ ድማ ከምዝተጎድኡን ሰበስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እቲ 5.6 ማግኒቱዩድ ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንብዙሓት መንበሪ ኣባይቲ ናብ ፍርስራስ ቀይርዎም።