“ጓለይ፡ ዝተመንጠልኩዎ ሓጐስ ሒዛትለይ መጺኣ” ፍልስጤማዊት ኣዶ

መግለጺ ቪድዮ, “ጓለይ ዝተመንጠልኩዎ ታሕጓስ ሒዛትለይ መጺኣ” ፍልስጤማዊት ኣዶ
“ጓለይ፡ ዝተመንጠልኩዎ ሓጐስ ሒዛትለይ መጺኣ” ፍልስጤማዊት ኣዶ
Published

እስራኤል ሒዛቶም ንዝጸንሐት እሱራት ምስቶም ሓማስን ጅሆ ሒዘምዎ ዝጸንሑ ሰባት ክለዋወጡ ብዝተሰማምዕዎ መሰረት ምስፈትሑ ምስ ስድራቤቶም ይራኸቡ ኣለዉ። ማራህ ባኬር ሓንቲ ካብቶም እስራኤል ዝፈትሓቶም ፍልስጤማውያን ኮይና ምስ ስድራቤታ ክትራኸብ እንከላ ወላዲታ ንዘበናት ተመንጢላቶ ዝነበረት ታሕጓስ ከምዝተመለሰላ ንቢቢሲ ገሊጻ።