ኣብ ትግራይ ማእከላት መሰልጠኒ ስፖርት ናይ ምኽፋት ራእይ ኣለኒ

ኣብ ትግራይ ማእከላት መሰልጠኒ ስፖርት ናይ ምኽፋት ራእይ ኣለኒ
Published

ኣብ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ መሰልጠኒ ማእከላት ኣከላዊ ምንቅስቓስ [ጂም] ሰፊሕ ተሞክሮ ዘለዋ ዘውዲ ረዳ፡ ኣብ ትግራይ ከምኣቶም ዝኣመሰሉ ማእከላት ጂም ብምኽፋት መናእሰይ ዝተማልአ ቁመና ክህልዎም ናይ ምግባር ራእይ ከምዘለዋ ንቢቢሲ ገሊጻ።