ኣብ ትግራይ ማእከላት መሰልጠኒ ስፖርት ናይ ምኽፋት ራእይ ኣለኒ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ትግራይ ማእከላት መሰልጠኒ ስፖርት ናይ ምኽፋት ራእይ ኣለኒ
ኣብ ትግራይ ማእከላት መሰልጠኒ ስፖርት ናይ ምኽፋት ራእይ ኣለኒ
ዘውዲ

ምንጪ ስእሊ, Zewdi

Published

ኣብ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ መሰልጠኒ ማእከላት ኣከላዊ ምንቅስቓስ [ጂም] ሰፊሕ ተሞክሮ ዘለዋ ዘውዲ ረዳ፡ ኣብ ትግራይ ከምኣቶም ዝኣመሰሉ ማእከላት ጂም ብምኽፋት መናእሰይ ዝተማልአ ቁመና ክህልዎም ናይ ምግባር ራእይ ከምዘለዋ ንቢቢሲ ገሊጻ።