ማይ ክትቀድሕ እግራ ብሓርገጽ ዝተቖረጸ ኬንያዊት

መግለጺ ቪድዮ, ማይ ክትቀድሕ እግራ ብሓርገጽ ዝተቖረጸ ኬኒያዊት
ማይ ክትቀድሕ እግራ ብሓርገጽ ዝተቖረጸ ኬንያዊት
Published

ኣብ ኬኒያ ዋዕላ ክሊሚያዊ ለውጢ ይካየድ ምስምህላዉ ተዛሚዱ፡ ኣብ ጥቓ ቀላይ ባሪንጎ ዝነብሩ ሕብረተሰብ ኬኒያ ብሰንኪ ምልውዋጥ ጸባይ ኣየር ዝበጽሖም ዘሎ ጉድኣት መንግስቲ ከቃልሎም ይምሕጸኑ።