“ብስራት ዝብል መጸውዒ ኣልበመይ ብሽም በዓልቲ ገዛይ’ዩ” ስነ ጥበባዊ ሰለሙን ባይረ

መግለጺ ቪድዮ, “ብስራት ዝብል መጸውዒ ኣልበመይ ብሽም በዓልቲ ገዛይ’ዩ” ስነ ጥበባዊ ሰለሙን ባይረ
“ብስራት ዝብል መጸውዒ ኣልበመይ ብሽም በዓልቲ ገዛይ’ዩ” ስነ ጥበባዊ ሰለሙን ባይረ
Published

ኣብ ኣስመራ ሓድሽ ዓዲ ተወሊዱ ዝዓበየ ስነ ጥበባዊ ሰለሙን ባይረ፡ ናብ ስነ ጥበብ ንኽኣቱ ጽልዋ ምዕባይ ሓዉ ነፍስሄር ኣብርሃም ባይረ መተካእታ ዘይብሉ ከምዝኾነ ንቢቢሲ ገሊጹ።

ሶሎሞን ባይረ

ምንጪ ስእሊ, Solomon gayre FB