ብሰንኪ ዋሕዲ ማይ ኣብ ዒላታት ዝዳፍኡ ህንዳዉያን

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ ዋሕዲ ማይ ኣብ ዒላታት ዝዳፍኡ ህንዳዉያን
Published

ኣብ ህንዲ ግዝኣት ማሃራሺትራ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዋሕዲ ማይ ስለዘጋጥሞም ኣብ ዒላታት ክዳፍኡ ልሙድ እዩ።

ኣብተን ምምሕዳር እቲ ከባቢ ዘከፋፍለን ማይ ከኣ እቶም ጉልበተኛታት ተዳፊኦም ስለዝወስድዎ እቶም ብዕድመ ዝደፍኡ ሽማግለታትን ኣንስትን ኣመና ከምዝተጸገሙ ይግለጽ።