ንጉስ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ፔለ እንክዝከር

መግለጺ ቪድዮ, ንጉስ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ፔለ እንክዝከር
ንጉስ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ፔለ እንክዝከር
Published

ኣብ 1940 ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ብራዚል ዝተወልደ ንጉስ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ፔለ፡ ኣብ መበል 82 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ፔለ ተዓዋታይ ሰለስተ ዋንጫ ዓለም'ዩ። ንሱ ካብ ኣዝዩ ድኻ ስድራቤት ተበጊሱ ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ዘውዲ ዝደፍአ ኮኸብ ተጻዋታይ'ዩ።