ልዕሊ 250 ዓመታት ዘቑጸሩ ደብዳበታት ፍቕሪ ተረኺቦም

መግለጺ ቪድዮ, ልዕሊ 250 ዓመታት ዘቑጸሩ ደብዳቤታት ፍቕሪ ተረኺቦም
ልዕሊ 250 ዓመታት ዘቑጸሩ ደብዳበታት ፍቕሪ ተረኺቦም
Published

ኢንግሊዝን ፈረንሳን ኣብ ኵናት ኣብ ዝነበራሉ ዘበን፡ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ ካብ ኣፍቀርቶም ይለኣኹሎም ዝነበሩ ልዕሊ 250 ዓመታት ዝዕድሚኡ ደብዳበታት ፍቕሪ ተረኺቡ። እቲ ደብዳበታት ናብቶም ባሕረኛታት እንከይበጽሑ ብኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኢንግሊዝ ዝተትሓዙ'ዮም።