ቤተ መንግስቲ ባኪንግሃም ኣስከሬን ኢትዮጵያዊ ልኡል ኣለማየሁ ስለምንታይ ኣይመልስን ኢሉ?
ቤተ መንግስቲ ባኪንግሃም ኣስከሬን ኢትዮጵያዊ ልኡል ኣለማየሁ ስለምንታይ ኣይመልስን ኢሉ?
Published
ቤተመንግስቲ ባኪንግሃም ዓዲ እንግሊዝ፡ ኣብ ግምቢ ዊንድሰር ብመበል 19 ክፍለ ዘመን ዝተቐብረ ዓስከሬን ሓደ ኢትዮጵያዊ ልኡል፡ ክህብ ዝቐረበሉ ሕቶ፡ ደጊሙ ኣይመልስን ኢሉ። ልኡል ኣለማየሁ ወዲ 7 ዓመት እንከሎ’ዩ ካብ ኢትዮጵያ ተወሲዱ፤ ኣደኡ ኸኣ ኣብ ጕዕዞ (ንዓዲ እንግሊዝ) ሞይታ።