መሓመድ፡ ሊባኖሳውያን ህጻናት ዝሓልፍዎ ዘለዉ ፈታኒ ህይወት

መግለጺ ቪድዮ, መሓመድ፡ ሊባኖሳውያን ህጻናት ዝሓልፍዎ ዘለዉ ፈታኒ ህይወት
መሓመድ፡ ሊባኖሳውያን ህጻናት ዝሓልፍዎ ዘለዉ ፈታኒ ህይወት
Published

ወዲ 11 ዓመት ሊባኖሳዊ መሓመድ ብሰንኪ እቲ ኣብ ሃገሩ ብእስራኤል ዝተወሰደ መጥቃዕቲ ሃለዋቱ ስሒቱ ህይወቱ ከምዝጸልመተ ትዕዝብቲ ቢቢሲ ዓረብ የመልክት።