100 ሰዓታት ብዘይምቁራጽ መግቢ ዝኸሸነት ናይጀርያዊት ክብረ ወሰን ሰይራ

መግለጺ ቪድዮ, 100 ሰዓታት ብዘይምቍራጽ መግቢ ዝኸሸነት ናይጀራዊት ክብረ ወሰን ሰይራ
100 ሰዓታት ብዘይምቁራጽ መግቢ ዝኸሸነት ናይጀርያዊት ክብረ ወሰን ሰይራ
Published

ጓል 27 ዓመት ናይጀራዊት ከሻኒት ሂልዳ ን100 ሰዓታት ብዘይ ምቍራጽ መግቢ ብምኽሻን ቅድሚ ሕጂ ህንዳዊ ሒዝዎ ንዝነበረ ክብረ ወሰን ብ13 ሰዓታት ኣመሓይሻ ኣብ ዓለም ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ።