ንድሙ መግቢ እናቐረበት እንከላ ዝተቐተለት ጀና
ንድሙ መግቢ እናቐረበት እንከላ ዝተቐተለት ጀና
Published
ፍልስጤማዊት ጓል 16 ዓመት ጀና ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ኣብ ዝርከብ ዝባን ገዛኦም ደይባ ንድሙ መግቢ እናቕረበት እንከላ ብሓይልታት ጸጥታ እስራኤል ካብ ዝተቐተሉ ኣስታት 150 ፍልስጤማውያን ሓንቲ እያ። ወለዳ ኣብ ጉዳይ ኣቃትላኣ ምርመራ ክግበር ጠሊቦም።