ድሕሪ 28 ዓመት ማእሰርቲ ደገ ንምውጻእ ዕድል ዝረኸባ ኣህባይ
ድሕሪ 28 ዓመት ማእሰርቲ ደገ ንምውጻእ ዕድል ዝረኸባ ኣህባይ
Published
ንኣስታት 28 ዓመታት ኣብ ገዛ ንብሕተን ተዓጽየን ዝነበራ ኣህባይ ናብ ደገ ወጽአን ምስ ኣሕዋተን ተራኺበን ክናፈሳ ተራእየን። እተን ኣሕዋት ዝዀና ኣህባይ ኣብቲ ፈለማ ንዘይምትሕቝቛፍ ሓንጊደን ነይረን።