ጋባ በሊዖም ትምህርቶም ንዘይምብኳር ዝጽዕሩ ዘለዎ ቆልዑት ትግራይ

Published
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ኣዋርሕ ብሰንኪ ጥምየት ልዕሊ 200 ሽሕ ህጻናት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዝቦኸሩ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ዝተረፉ ድማ ጋባ በሊዖም ክመሃሩ ይቃለሱ ከምዘለዉ ቢቢሲ ዘሰናድኦ ጸብጻብ የመልክት።