ኣፎም ብጉራደ ሰንጢቖም ዘኽብሩ ታይላንዳውያን

መግለጺ ቪድዮ, ኣፎም ብጉራደ ሰንጢቖም ዘኽብሩ ታይላንዳውያን
ኣፎም ብጉራደ ሰንጢቖም ዘኽብሩ ታይላንዳውያን
Published

ታይላንዳውያን ኣፎም ብግራጭን ጉራደን ሰንጢቖም ዘኽብርዎ ዓመታዊ ጽንብል ኣለዎም። እቶም ሰባት ብጥንቃቐ ዝምረጹ ኮይኖም ምስ ፈጣሪ ከምዝራኸቡ'ዩ ዝእመን።