ካብ መጥቃዕቲ ሚሳይል ሩስያ ንስክላ ዝተረፈ ዩክሬናዊ

ካብ መጥቃዕቲ ሚሳይል ሩስያ ንስክላ ዝተረፈ ዩክሬናዊ
Published

ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክረይን ኪቭ ሓደ ሰብኣይ ብእግሩ እንዳተጉዓዘ እንከሎ ካብ ሩስያ ብዝተተኮሰ ሚሳይል ንስክላ ተሪፉ።