ካብ መጥቃዕቲ ሚሳይል ሩስያ ንስክላ ዝተረፈ ዩክሬናዊ

መግለጺ ቪድዮ, ካብ መጥቃዕቲ ሚሳይል ሩስያ ንሕንጢጥ ዝተረፈ ዩክሬናዊ
ካብ መጥቃዕቲ ሚሳይል ሩስያ ንስክላ ዝተረፈ ዩክሬናዊ
Published

ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክረይን ኪቭ ሓደ ሰብኣይ ብእግሩ እንዳተጉዓዘ እንከሎ ካብ ሩስያ ብዝተተኮሰ ሚሳይል ንስክላ ተሪፉ።