ሰራዊት ፓኪስታን ንግዳያት ውሕጅ የድሕን ከምዘሎ ተገሊጹ
ሰራዊት ፓኪስታን ንግዳያት ውሕጅ የድሕን ከምዘሎ ተገሊጹ
Published
ኣብ ፓኪስታን ሓደ ሲሶ መሬት እታ ሃገር ብውሕጅ ኣዕለቕሊቁ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰባት ከምዝሞቱ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ሰራዊት እታ ሃገር ንግዳያት ውሕጅ ንምድሓን ይረባረብ ከምዘሎ ተሓቢሩ።