ሃይማኖት ቦብ ማርሌ እንታይ ምዃኑ ትፈልጡ’ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ሃይማኖት ቦብ ማርሌ “ራስ ተፈሪያን” ከምዝኾነ ትፈልጡ’ዶ?
ሃይማኖት ቦብ ማርሌ እንታይ ምዃኑ ትፈልጡ’ዶ?
Published

ኣብ ዓለም ብቕዲ ሙዚቃ ሬጌ ሽሙ ዝገነነ ቦብ ማርሌ፡ ኣማኒ ናይቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንጉስ ዝነበረ ሃጸይ ሃይለስላሴ ኮይኑ “ራስ ተፈርያን” ሃይማኖታውን ፓን ኣፍሪቃዊነት ፖለቲካዊ ስነ ሓሳብን ዘወሃሃደ እምነት እዩ። ኣመንቲ ራስ ተፈርያን ጸጉሮም ብምዕባይን ማሪዋና ብምትካኽን ድማ ይፍለጡ።