ብመጥባሕቲ ዝተገላገለት ህበይ ዳግማይ ምስ ውላዳ ተራኺባ
ብመጥባሕቲ ዝተገላገለት ህበይ ዳግማይ ምስ ውላዳ ተራኺባ
Published
እታ ኣብ ካንሳስ ኣሜሪካ ኣብ መካነ እንስሳት እትነብር ህበይ ብክልተ ሓካይም ተሓጊዛ ብመጥባሕቲ እያ ወሊዳ። እቲ ሕንጣይ ህበይ ናይ ኦክስጅን ሕጽረት ገጢምዎ ህይወቱ ኣብ ሓደጋ ወዲቓ’ኳ እንተነበረት ሕጂ ግን ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዘለዉ ሓለፍቲ እቲ መካነ እንስሳት ኣፍሊጦም።



