ባህሎም ከማዕብሉ ንቘልዑ ምህራም ከበሮ ዝምህሩ ዘለዉ ድያስፖራ
ባህሎም ከማዕብሉ ንቘልዑ ምህራም ከበሮ ዝምህሩ ዘለዉ ድያስፖራ
Published
ናይጀርያውያን ከበሮ ቅድሚ ሕጂ ከም መረዳድኢ ቋንቋ ይጥቀምሉ’ኳ እንተነበሩ፡ ምስ ምምዕባል ቴክኖሎጂ ተታሒዙ ግን፡ እቲ ባህሊ እናጠፍአ ምምጽኡ ይዝረብ። እዚ ዘሻቐሎም ግዱሳት ናይጀርያውያን ንደቈም ከበሮ ከምህሩ ጀሚሮም ኣለዉ።