ዓመተ 2022 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክልታ ድሙቕ ዓወታት ዘመዝገቡላ ዓመት’ያ ነይራ

Published
ታሪኽ ብሽክልታ ኤርትራ ንድሕሪት ምልስ ኢልና እንተገንጺልና’ውን እዛ ዓመት 2022 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ናብ ዝበረኸ ጽፍሒ ክብ ዝበሉላ’ያ ነይራ፤ናይ ቢንያም ግርማይ ከኣ ሓለፋ ነይርዎ።