“ሕብረተሰብና ድሕሪ እዚ ኩሉ ወራር ንሩስያውያን ዘለዎ ምልከታ ኣይተቐየረን”
“ሕብረተሰብና ድሕሪ እዚ ኩሉ ወራር ንሩስያውያን ዘለዎ ምልከታ ኣይተቐየረን”
Published
ምስ ጋዜጠኛ ቢቢሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ቃለ መሕትት ዝሃበ ፕረዚደንት ዩክረይን፡ ቮሎድሚር ዘለንስኪ ዩክሬናውያን ድሕሪ እቲ ኩሉ ዝተፈጸሞም ወራር ይኹን 8 ዓመታት ዝወሰደ ደማዊ ኵናት’ውን እንተኾነ ንሩስያውያን ዝርእይሉ ምልከታ ከምዘይተቐየረ ገሊጹ።