ህንዳውያን መናእሰይ ዓመታዊ ዘካይድዎ ምሕዝነታዊ ቅልስ ከምዘየቋርጽዎ ይገልጹ

መግለጺ ቪድዮ, ህንዳውያን መናእሰይ ዓመታዊ ዘካይድዎ ምሕዝነታዊ ውግእ ከምዘየቋርጽዎ ገሊጾም
ህንዳውያን መናእሰይ ዓመታዊ ዘካይድዎ ምሕዝነታዊ ቅልስ ከምዘየቋርጽዎ ይገልጹ
Published

ኣብ ህንዲ ግዝኣት ማድሃያ ፕራደሽ ዝቕመጡ መናእሰይ ኣቦሓጎታቶም ኣብ መበል 17 ክፍለዘበን ዘካየድዎ ንከባቢኦም ናይ ምክልኻል ውግእ ንምዝካር ዓመታዊ ምሕዝነታዊ ቅልስ የካይዱ። እንተኾነ ግን ኣብ መንጎ፡ ህይወት ሰባት ክሳዕ ምጥፋእ ዝበጽሕ ሓደጋታት የጋጥም እዩ። እቶም መናእሰይ ነቲ ተግባር ደው ከብልዎ ተደጋጋሚ ጻዊዒት’ኳ ይቐርብ እንተሎ ንሳቶም ግን “ምስ ደምና ዝተወሃሃደ ስለዝኾነ ኣይክነቋርጾን ኢና” ይብሉ።