ሞይታ’ያ ተባሂሉ ተቐቢጻ ዝነበረት እስራኤላዊት ቆልዓ ምስ ኣቦኣ ተራኺባ

መግለጺ ቪድዮ, ሞይታ’ያ ተባሂሉ ተቐቢጻ ዝነበረት እስራኤላዊት ቆልዓ ምስ ኣቦኣ ተራኺባ
ሞይታ’ያ ተባሂሉ ተቐቢጻ ዝነበረት እስራኤላዊት ቆልዓ ምስ ኣቦኣ ተራኺባ
Published

ብሓማስ ምስተጨወየት 9 ዓመታ ዝደፈነት እስራኤላዊት ህጻን ኤሚሊ፡ ፈለማ ሓማስ መጥቃዕቲ ኣብ ዝፈጸመሉ 7 ጥቅምቲ ሞይታ እያ ተባሂሉ ስድራ ቀቢጾማ’ኳ እንተነበሩ ድሕሪ ስምምዕ እስራኤልን ሓማስን ተፈቲሓ ምስ ኣቦኣ ንምርኻብ በቒዓ።