ኣብ ኖርዌይ ዓቢይ ድልድል ፈሪሱ፡ ክልተ መራሕቲ መካይን ካብቲ ሓደጋ ድሒኖም

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ዝፈረሰ ድልድል ዝድሓኑ ዘወርቲ መካይን
ኣብ ኖርዌይ ዓቢይ ድልድል ፈሪሱ፡ ክልተ መራሕቲ መካይን ካብቲ ሓደጋ ድሒኖም
ዝፈረሰ ድልድል ኖርወይ
Published

ኣብ ደቡባዊ ኖርወይ ሓደ ድልድል ዝፈረሰ ኮይኑ ክልተ ዘወርቲ መካይን ካብቲ ሓደጋ ድሒኖም።