ብማይ ተዋሒጠን ዝነበራ ኣብያተ ክርስትያን ብሰንኪ ድርቂ ክፍሓራ ጀሚረን

Published
ኣብ ሜክሲኮ ኣብ መበል 16 ክፍለዘበን ዝተሃንጻ ኣብያተ ክርስትያናት ብማይ ተዋሒጠን ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ እዋን ብሰንኪ ድርቂ ማይ ስለዝጎደለ ክረኣያ ጀሚረን።