ኣብ መስጊድ ብዝተፈንጀረ ነታጕ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ መስጊድ ብዝተፈንጀረ ነታጕ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም
ኣብ መስጊድ ብዝተፈንጀረ ነታጕ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም
Published

ኣብ ፓኪስታን ኣብ ሓደ መስጊድ ብዝተፈንጀረ ነታጕ ብዙሓት ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ኣብቲ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ መጋቢት፡ ኣብ ተመሳሳሊ መስጊድ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብዙሓት ምእመናን ሃይማኖት እስልምና ሞይቶም ከምዝነበሩ ይዝከር።