'ጉሓፋት' ተባሂሎም ዝጽውዑ ዘለዉ ሶርያውያን

መግለጺ ቪድዮ, 'ጉሓፋት' ተባሂሎም ዝጽውዑ ዘለዉ ሶርያውያን
'ጉሓፋት' ተባሂሎም ዝጽውዑ ዘለዉ ሶርያውያን
Published

ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሶርያ ዝቕመጡ ሰባት ንሕጽረት መግቢ ስለዝተቓልዑ መዓልታዊ መግቦም ብሰራዊት ኣሜሪካ ዝተደርበየ ተረፍ መረፍ መግቢ ክበልዑ ይግደዱ ኣለዉ። ንሳቶም እዚ ከይኣኽሎም 'ጉሓፋት' ተባሂሎም ምጽውዖም የሕሞም ኣሎ።