ስለምንታይ ኣሜሪካውያን ሓለውቲ ከብቲ ናብ እስራኤል ዝኸዱ ዘለዉ?

መግለጺ ቪድዮ, ስለ ምንታይ ኣሜሪካውያን ሓለውቲ ከብቲ ናብ እስራኤል ዝኸዱ ዘለዉ?
ስለምንታይ ኣሜሪካውያን ሓለውቲ ከብቲ ናብ እስራኤል ዝኸዱ ዘለዉ?
Published

ኣብ ምንቅስቓስ ጽዮናውያን ሃዮቬል ተሓቝፎም ዝነጥፉ ኣሜሪካውያን ወለንተኛታት ናብ እስራኤል ከይዶም ንሓረስቶት ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ብምሕጋዝ ንእስራኤል ዘለዎም ደገፍ የርእዩ።