ምዕራብ ትግራይ፡ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ እቲ ኣገዳሲ ኮይኑ ዘሎ ስፍራ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ እቲ ኣገዳሲ ኮይኑ ዘሎ ስፍራ
ምዕራብ ትግራይ፡ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ እቲ ኣገዳሲ ኮይኑ ዘሎ ስፍራ
Published

ኣብቲ ካብ ሕዳር 2020 ጀሚሩ ንኽልተ ዓመታት ቀጺሉ ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ሞይቶም፡ ሚልዮናት ካብ መንበሪኦም ተመዛቢሎም ኣለው። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ተበጺሑ ዝነበረ ስምምዕ ምቁራጽ ተኵሲ፡ ተስፋታት ሰላም ፈጢሩ እኳ እንተነበረ፡ ኣብ ነሓሰ እቲ ኲናት ዳግማይ ተባሪዑ። እቲ ኲናት ብዙሕ ቅልውላዋት እዩ ኣስዒቡ። ጉዳይ ምዕራብ ትግራይ ከኣ ሓደ ካብኦም እዩ። ንምዃኑ ጉዳይ ምዕራብ ትግራይ ንምንታይ እዩ ኣገዳሲ ኮይኑ?