ቅድሚ 20 ዓመት ብመጥቃዕቲ ሮኬት ኣመሪካ ኣእዳው ዝሰኣነ ኢራቓዊ ህጻን
ቅድሚ 20 ዓመት ብመጥቃዕቲ ሮኬት ኣመሪካ ኣእዳው ዝሰኣነ ኢራቓዊ ህጻን
Published
ብኣመሪካ ዝምራሕ ልፍንቲ፡ ንፕረዚደንት ሳዳም ሑሴን ንምእላይ ቅድሚ 20 ዓመት ኣብ ልዕሊ ዒራቕ ወራር ክፍጽም ከሎ፡ ዓሊ ኣባስ ወዲ 12 ዓመት እዩ ኔሩ። ስድራቤቱ ዝሓሸ ህይወት ተስፋ ጌሮም እኳ እንተነበሩ፡ ኣብ ምጅማር እቲ ኲናት ገዛኦም ብሮኬት ኣመሪካ ተሃሪሙ ዓንዩ። ዓሊ ብዛዕባ እቲ ዘጋጠመን ናይ መጻኢ ተስፋኡን ነጊሩና ኣሎ።



