ኣሰር ዝጠፍኡ ኣናብር ዘለሊ ቴክኖሎጂ ይምዕብል'ሎ
ኣሰር ዝጠፍኡ ኣናብር ዘለሊ ቴክኖሎጂ ይምዕብል'ሎ

Published
ቆርበት ነብሪ ኣብ ዕዳጋ ተጠላቢ ስለ ዝኾነ ብዘይሕጋውያን ነጋዶ ከም ዝህደኑ ዝፍለጥ'ዩ። እቶም ኣዘዋወርቲ ነጋዶ ናበይ ከምዝወስድዎም ዘለሊ ቴክኖሎጂ ይምዕብል ከምዘሎ ተፈሊጡ'ሎ።