ብሰንኪ ኲናት ዝዓነወ መዕርፎ ነፈርቲ ኣኽሱም ዛጊድ ኣይትፀገነን
ብሰንኪ ኲናት ዝዓነወ መዕርፎ ነፈርቲ ኣኽሱም ዛጊድ ኣይትፀገነን
Published
ብሰንኪ ኲናት ዝዓነወ መዕርፎ ነፈርቲ ኣኽሱም ዛጊድ ኣይትፀገነን። ኣገልግሎት ብዘይምጅማሩ ድማ ኣብ ልምዓት ኣኽሱም ከቢድ ሃሰያ ኣውሪዱ ኣሎ። ኣብ በዓል ማርያም ጽዮን ኣብ መዓልቲ 20 በረራ የተኣናግድ ነይሩ። እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ተሃኒፁ ዳግም ኣገልግሎት ክጅምር ህዝቢ ኣኽሱም ብልዑል ሃንቀውታ ይፅበ።



