ጥንታዊ ሓድግታቶም ብ'ቨርችዋል ሪያሊቲ' ክርእዩ ዝተገደዱ ፍልስጤማውያን

መግለጺ ቪድዮ, ጥንታዊ ሓድግታቶም ብቨርችዋል ሪያሊቲ ክርእዩ ዝተገደዱ ፍልስጤማውያን
ጥንታዊ ሓድግታቶም ብ'ቨርችዋል ሪያሊቲ' ክርእዩ ዝተገደዱ ፍልስጤማውያን
Published

እስራኤል፡ ፍልስጤማውያን ናብ ሃገራ ከይኣትዉ ስለዝኸልከለት፡ መናእሰይ እታ ሃገር ኣብ እዮርሳሌምን ከባቢታት ምዕራባዊ ገማግምን ዘሎ ጥንታዊ ሓድግታት ብቨርችዋል ሪያሊቲ ክርእይዎ ተገዲዶም።