እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ዩጋንዳ ዋሕዲ ደም ንዘጋጠሞም ሰባት ዝሕግዝ ዘሎ ማሕበር ኤርትራውያን
ኣብ ዩጋንዳ ዋሕዲ ደም ንዘጋጠሞም ሰባት ዝሕግዝ ዘሎ ማሕበር ኤርትራውያን
Published
ኣገዳስነት ደም ኣብ ህይወት፡ ዝዀነ ዘይስሕቶ እኳ እንተኾነ መብዛሕቱኡ ሰብ ግና ኣብ ነብሱ፡ ስድራ ቤቱ ወይ ቀረባ ቤተሰቡ ጸገም ምስ ኣጋጠመ ወይ እውን ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፍ ብዓል ሞያ እንተኾይኑ ጥራሕ እዩ ዝርዶኦ።