ኣብ ዩጋንዳ ዋሕዲ ደም ንዘጋጠሞም ሰባት ዝሕግዝ ዘሎ ማሕበር ኤርትራውያን

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ዩጋንዳ ዋሕዲ ደም ንዘጋጠሞም ሰባት ዝሕግዝ ዘሎ ማሕበር ኤርትራውያን
ኣብ ዩጋንዳ ዋሕዲ ደም ንዘጋጠሞም ሰባት ዝሕግዝ ዘሎ ማሕበር ኤርትራውያን
Published

ኣገዳስነት ደም ኣብ ህይወት፡ ዝዀነ ዘይስሕቶ እኳ እንተኾነ መብዛሕቱኡ ሰብ ግና ኣብ ነብሱ፡ ስድራ ቤቱ ወይ ቀረባ ቤተሰቡ ጸገም ምስ ኣጋጠመ ወይ እውን ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፍ ብዓል ሞያ እንተኾይኑ ጥራሕ እዩ ዝርዶኦ።