ካብ ሓደጋ ምህማም መሬት ብኸመይ ክትድሕን ትኽእል?

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ሓደጋ ምህማም መሬት ብኸመይ ትድሕን?
ካብ ሓደጋ ምህማም መሬት ብኸመይ ክትድሕን ትኽእል?
Published

ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ዓመታት መጠን ምህማም መሬት ኣመና እናወሰኸ ይኸይድ ከምዘሎ ጸብጻባት ይሕብሩ። ቀንዲ መንቀሊኦም ድማ ምስ ለውጢ ኵነታት ኣየር ዝተዛመደ ከምዝዀነ'ዩ ዝንገር።